ኣብያተ ዕዮ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘዳለወኦ ትልሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ካቢኔ ኣቕሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብያተ ዕዮ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘዳለወኦ ትልሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ካቢኔ ብምቕራብ ብምግምጋም ኣፅዲቐን።
ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣብ ዝሓዞ ትልሚ፥ ኣብዚ ዓመት ሓምሳን ሸውዓተን ሚኢታዊ ተሓራሲ መሬት ናብ ሕርሻን ልምዓት መስኖን ከም…