ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ድሕንነት መገዲ ኣብ ማራካሽ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ራብዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት ድሕንነት መገዲ ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ መንግስቲ ሞሮኮ ምስ ትካል ጥዕና ዓለም ብምትሕብባር ዘሰናደኦ እቲ አለም ለኸ መድረኽ÷ ዓለም ለኸ መራሕቲ፣ ፖሊሲ መውፃእቲን ሰብ ሞያን ብምትእኽኻብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፥ እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሓኩም! Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2025 0 ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ትግራዎትን ፈተውቲ ህዝቢ ትግራይን እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሐኩም። ሃገርና ዘበናት ዘቊፀረት ገዚፍ ታሪኽን ፅኑዕ ፀረ-ባዕዳዊ ወራር መርገፅ ዝነበራን ዘለዋን ሃገር እያ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዘበናት፣ ሃገር ናይ ምምራሕ ዕድል ዝረኸቡ መራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ስራሕቲ ዘበናዊ ስርዓት ዝርገሐ ትራፊክ ንምሕጋዝ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ባንኪ ዓለም ምክትል ፕሬዚዳንት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ምስ ዝኾና ቪክቶሪያ ኳኳ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ቪክቶሪያ ኳኳ (ዶ/ር) ኣብ ዘተአን÷ ኣብ ስራሕቲ ሰብ ተኮር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤር ባስ ስምምዕነት ኣገልግሎት ፅገና ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤር ባስ ናይ ሸውዓተ ዓመት ስምምዕነት ኣገልግሎት ፅገናን ተተሓሓዝቲ ፅገናታትን ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ኩባንያ 24 ንዝኾና A350 ከምኡ እውን A350-900ን A350-1000 ሞዴል ኤር ባስ አውሮፕላናት ኣገልግሎታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ብዛዕባ እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ትርከብ ዕቤት ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትፅምበር በሪ ዝኸፍት ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ትርከብ ዕቤት ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትፅምበር በሪ ዝኸፍት ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ዋና ተደራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ሓዊሱ ኣባላት ኮሚቴ ተደራዳሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳይሬክተር ዩኤን ዲፒ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንኢደን Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ዩኤን ዲፒ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣሁና ኤዚያኮንዋ ዘቲየን። እተን ዳይሬክተር፥ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምቹእቲ ንምግባር ኣብ ዝተጀመረ ስራሕቲ መሊስካ ምልማዕ ምንኣደን እተን ከንቲባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ናይ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ናይ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ትሕቲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ። እቲ ቢሮ፥ ስራሕቲ መፅናዕቲን ምርምርን ብምክያድ ንመውፃእቲ ፖሊሲ እታዎት ዝኾኑ ሳይንሳዊ መፍትሒታት ከምዘቕርብ እውን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ዘቲዮም Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ኣንጄላ ሬይነር ጋር ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ሎሚ ምስ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ እቲ ሕብረት ንከተማና ድምቀትን ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ፈጢሩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንከተማና ድምቀትን ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ፈጢሩ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብድምቀት እናተኻየደ ፀኒሑ ትማሊ ምሸት ተዛዚሙ፡፡ ከንቲባ…