ኣብ ኣፍሪካ ጉባኤ ፖርቲታት ፖለቲካ ንተረባሕነት ዜጋታት ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ – ቢቂላ ሁሪሶ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ ኢሎም ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ውድብ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)።
"ካብ ፖለቲካ ካሳብ ብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣክራ ጋና…