7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዕዉት ንኽዛዘም ተግባር ፀጥታን ደሕንነትን ሓበራዊ ግብረ ሓይሉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዕዉት ንኽዛዘም ተግባር ፀጥታን ደሕንነትን ሓበራዊ ግብረ ሓይሉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡
ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕዉት…