Fana: At a Speed of Life!

ብልዕሊ 57 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልዕሊ 57 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ተመሪቑ። ኣብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ኣብታ ከተማ ዝነበረ ፀገም መስተ ማይ ዝፈትሕ ዝፈትሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ አብ ስነስርዓት ምረቓ እቲ ፕሮጀክት÷ ሚኒስትር ዲኤታ ማይን…

ብልዕሊ 30 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕፅረት መምሀሪ ክፍሊ ንምቕራፍ ዓሊሙ ብግድስቲ ወገን ብልዕሊ 30 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ህንፀቱ ብምዝዛም ሎሚ  ተመሪቑ። እቲ ካልኣይ ብርኪ ኣብ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ገንደብታ  ነባርነተን ኣብ ሕብራት መንግስትታት ኣሜሪካ…

ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያን ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሞሓመድ ኤል ኣሚን ሱፍ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ከምዝተቐበልዎ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን…

ን340 ኣካላት ፀፅታ መንበሪ ኣባይቲ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ን340 ኣካላት ፀፅታ መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ካልኣይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ንምትግባር ኣብ ካምፕ ፖላዊስ ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን…

ኣብ ከተማ ሸራሮን ከባቢኣን ፀጋታት ማይ እቲ ከባቢ ብምጥቃም 51 ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሸራሮን ከባቢኣን ከባቢ ዘለዉ ፀጋታት ማይ ብምጥቃም 51 ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ክብሮም ፍስሃ…

ላዕለዋይ ልኡኽ ድሕንነት እስራኤል ኣብ ጉዳይ እስራኤል-ጋዛ ንምዝታይ ናብ ዶሃ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ልኡኽ ድሕንነት እስራኤል ኣብ ጉዳይ እስራኤል-ጋዛ ንምዝታይ ናብ ኳታር ዶሃ ኣቲዩ። ኣቐባሊ ቃል ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ኣካላት ኣብ ስምምዕነት ክብፃሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ግምት ከምዘለዎም…

ልዕሊ 451 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 451 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር እቶት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም…

ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅርየት ልዕሊ 456 ሺሕ ቶን ደረቕ ጓሓፍ ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅርየት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ልዕሊ 456 ሺሕ ቶን ደረቕ ጓሓፍ ከምዘወገደ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተወገደ እቲ 109 ሺሕን 608 ቶን ንመፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘገልገለ ዳይሬክተር ምምሕዳር…

2ይ ዙር ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ ይውገኑ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ዝተጀመሩ ሸሞንተ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ብመሰረት ዝተትሓዘሎም ትልሚ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ ኣብ ካልኣይ ዙር ዝተጀመሩ ሸሞንተ…

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ብዝተፈለለዩ ሞያታት ዘሰልጥኖም ልዕሊ 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ብዝተፈለለዩ ሞያታት ከሰልጥኖም ዝፀነሐ ልዕሊ 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ኮሌጅ 285 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ተምሃሮ÷ ኣብ 2012 ዓ.ም ትምህርቲ ጀሚሮም ብሰንኪ ኲናት ትምህርቶም…