ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዞባ ጋሞ ብሰንኪ ምግህማስ መሬት ዘስዓቦ ጉድኣት ሓዘኖም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ጋሞ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬትን ውሕጅን ዘስዓቦ ጉድኣት ሓዘኖም ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…