ስፓርት ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ … Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸተ ምክያድ ክጅምሩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት ፳፡45 ፖርቹጋላጽ ጋንታ ስፖርቲንግ ሊዝበን ኣብ ሜዳኣ ንቦዶ ግሊምት ክተተኣናግ ኢያ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ዘለወን ዝፀንሐ ምሕዝነት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ኤድሞንዶ ችሬሊ ተዛቲዮም። ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልተኣዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ጣሊያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ…
ቴክኖሎጂ ዚምባብዌ ብሄራዊ ስትራቴጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ብሄራዊ ስትራቴጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ (ኤኣይ) ዕላዊ ገይሮም። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2026 ክሳብ 2030 ተግባራዊ ዝግበር እቲ ስትራቴጂ ኣብ ኣገልግሎት መንግስ ቴክኖሎጂ ኣርቴፊሻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም mizan mekonen Mar 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ መዘሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልተኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዙሓት ሃይማኖታት ዘለዋ ሃገር እያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Mar 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ መራሕቲ ሃይማኖትን መራሕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ዘተ ኣካይደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ “ትካላት ሃይማኖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅን ምግህማስ መሬትን ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብቲ ዞባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘካ እስላማዊ መፍትሒ ኢኮኖሚ… mizan mekonen Mar 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበረሰብ ሙስሊም ዘካ እስላማዊ ግዴታ ንምፍፃምን ብደረጃ ሃገር ኢኮኖሚያዊ ረብሓታቱ ንምዕዋትን ፋንድ ዘካ ክጣየሽ ይግባእ ኢሎም ምሁራት ኢኮኖሚ እስልምና። ሓደ ካብ ሓሙሽተ እምነታት እስልምና መሰረት ዝኾነ ዘካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነዳዲ ብቑጠባን ንመሰረታዊ ነገራት ቅድሚት ብመሃብን ክንጥቀም ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 16, 2026 0 ነዳዲ ብቑጠባን ንመሰረታዊ ነገራት ቅድሚት ብመሃብን ክንጥቀም ኣለና - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ነዳዲ ብቑጠባን ንመሰረታዊ ነገራት ቅድሚት ብመሃብን ክንጥቀም ኣለና ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብታ ከተማ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ … Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀረብ ነዳዲ ተተሓሒዙ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ም/ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ፣ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ደስታው መኳንንት (ዶ/ር)፣ ሓላፊት ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ፍቼ ጫምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ምኽንያት ብምግባር ብቋንቋ ሲዳምኛ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ…