ቢዝነስ ፍሪያታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚብሽን ዓለም ለኸ ሰንሰለት ቀረብ ቻይና ይፋለጡ ኣለዉ Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያታት ኢትዮጵያ ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኤግዚብሽን ዓለም ለኸ ሰንሰለት ቀረብ ቻይና ይፋለጡ ኣለዉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ናይ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ፍሪያታት፣ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን፣ ኣቕረብቲ ይሳተፉ ኣለዉ።…
ቢዝነስ ኤግዚብሽንን ሲምፖዚዬምን ሞቢሊቲ ኢትዮ-ግሪን ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘንፀባረቑ ኢዮም-ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚብሽንን ሲምፖዚዬምን ሞቢሊቲ ኢትዮ-ግሪን ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘንፀባረቑ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሐሻለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ መሓመድ እድሪስ ሚኒስትር ሰላም ንክኾኑ ሸይመሙዎም Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ መሓመድ እድሪስ ሚኒስትር ሰላም ንክኾኑ ሸይመሙዎም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰትር፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ 18 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሮም ኣይተ መሓመድ እድሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣኽሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ንምስታፍ ብኹሉ ኣንፈት ናብታ ከተማ ዝውሕዙ ዘለዉ ኣጋይሽ ስነ-ስርዓት ምሕፃብ እግሪ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምስታፍ ናብታ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፀጋታትን ብድሆታትን ኣከባብራ ንግሲ በዓል ሕዳር ፅዮንን ሕውየት መስሕብ ቦታታትን ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ፀጋታትን ብድሆታትን ኣከባብራ ንግሲ በዓል ሕዳር ፅዮንን ሕውየት መስሕብ ቦታታትን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም፣ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ…
ቢዝነስ ጉድኣት ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝርከቡ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ዝድግፍ ፕሮጀክት ናበ ስራሕ ንምእታው ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ጉድኣት ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝርከቡ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ዝድግፍ ፕሮጀክት ናበ ስራሕ ንምእታው ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 561 ቶን ፍርያት ዓሳ ምርካብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ምግፋፍ ዓሳ ዝተዋፈሩ 22 ማሕበራት ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ልዕሊ 561 ነጥቢ 5 ቶን ፍርያት ዓሳ ናብቲ ከባቢን ናብ ማእኸላይ ዕዳጋን ኣቕሪቦም። እቲ ግድብ ሓይሊ ካብ ምፍልፋል ሓሊፉ ንመናእሰይ ዕድል ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይሳለጡ ኣለው Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይሳለጡ ኣለው። እቶም ብቤት መዛጋጃ እታ ከተማ ዝሳለጡ ዘለዉ ፕሮጀክትታት፥ መገዲ ኣስፋልት፣ ስራሕቲ መልከዐኛ አምኒ(ኮብል ስቶን)፣ ፅገና፣ ዝርገሐ መስመር ኤሌከትሪክን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተረባሒት ዝገብር ብ31 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝርገሐ መስመር ፅሩይ መስተ ማይ ክሳለጥ ኢዩ Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተረባሒት ዝገብር ብ31 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝርገሐ መስመር ፅሩይ መስተ ማይ ከምዘሳልጥ ተገሊፁ። እቲ ዝርገሐ ማይ 2 ነጥቢ 4 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ንልዕሊ 20…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲን ሓዱሽ ኦርሺኒክ ሚሳኤል ኣብ ረብሓ ከምዝውዕል ገሊፆም Desta Nov 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን፥ ዩክረየን ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ንእትፍፅሞ መጥቃዕቲ ሕነ ንምፍዳይ ሓዱሽ ኦርሺኒክ ሚሳኤል ኣብ ረብሓ ከምዝውዕል ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ዲፕሎማሲያዊ ድጋፍ ንምርካብ ዓሊሞም ኣብ ካዛኪስታን ዑደት ኣብ ዝገበርሉ…