ኣብ ሆስፒታል ጳውሎስ ዘሎ ሕፅረት መድሓኒት ካንሰር ግቡእ ኣገልግሎት ንምሃብ ከምዘፀገመ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆስፒታል ጳውሎስ ዘሎ ሕፅረት መድሓኒት ካንሰር ግቡእ ኣገልግሎት ንምሃብ ከምዘፀገመ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ሆስፒታል ሕፅረት መድሓኒት ካንሰር ከምዘሎ ዝገለፁ ምስ ፋና ዲጂታል ፃንሒት ዝገበሩ ተሓከምቲ፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዘሎ ሕፅረት ንልዑል ኢኮኖሚያዊ…