Fana: At a Speed of Life!

ተሳትፎ ህዝቢ ኢኒሼቲቫት ልምዓት ኣብ ምሕጋዝ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ተሳትፎ ህዝቢ ኢኒሼቲቫት ልምዓት ኣብ ምሕጋዝ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ኢሎም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባታት ሃላባ፣ ስልጤን ምብራቕ ጉራጌን ዝውገኑ ስራሕቲ…

2ይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ መድረኽ መጀመሪ ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ዝትግበር 2ይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ መድረኽ መጀመሪ ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ኢንስቲትዩፈት ነቲ መርሃ ግብሪ ኣመልኪቱ ከምዝሓበሮ፤ ከም አቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2019 ጀሚሩ ኣብ ዝትግበር…

መንግስቲ ሰብ ተኮር ኣጀንዳታት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናሰርሐ ይርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ሰብ ተኮር ኣጀንዳታት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተዓዘብናዮም ማእኸል…

ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃር ፕሬዚዳንት እስማኤል ኦማር ጊሌ ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን÷ ኣብ ዝህልዎም እዋን ስራሕ ኣብሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ስትራቴጂያዊ ርክብ ብዝበለፀ…

እቲ ፎረም ከተማታት ከተማታ ቴክኖሎጂ ዝፍልፍለለን ከምዝኾና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ፎረም ከተማታት ዓውደ ምርኢት ብመንግስቲ መደመር ከተማታት መፈልፈሊ ፍልጠት ቴክኖሎጂ ከምዝኾና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ። 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ "ዕቤት ከተማታት ንልህቀት ኢትዮጵያ”…

ቫይረስ ማርበርግ ኣብ ሓፂር እዋን ንምቁፅፃር ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቫይረስ ማርበርግ ኣብ ሓፂር እዋን ንምቁፅፃር ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ካብ ዝተረጋገፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ በቲ ሕማም ንዝተጠርጠሩ 17…

ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ክልል ዓፋር ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ክልል ዓፋር ሎሚ መዓል ስራሕ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር)ን…

ኢንስቲቲዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ምስ ሃገራዊ ራኢን ሕልሚን ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ዝተርኣዩሉ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲቲዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ምስ ራኢ ሃገራዊ ሕልሚ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ዝተርኣዩሉ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንስቲቲዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ…

ስራሕቲ ኤርጎኖሚክስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ህንፀት ትካል ራኢን ስነ ምግባርን እንትራኸቡ ክፍጠር ዝኽእን ዝላ ዘርአየ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ኤርጎኖሚክስ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ህንፀት ትካል ራኢን ስነ ምግባርን እንትራኸቡ ክፍጠር ዝኽእን ዝላ ዘርአየ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ስነ ምህዳራት ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡ ዓሌታት ኣዝርእቲ ናይ ምፍልፋል ዓቕምና ክብ ኢሉ – ንጉሴ ደቻሳ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ስነ ምህዳራት ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡ ዓሌታት ኣዝርእቲ ናይ ምፍልፋል ዓቕምና ክብ ኢሉ ኢሎም ዋና ዴይሬክተር ኢንስቲትዩት ምርምር ግብርና ኢትዮጵያ ንጉሴ ደቻሳ (ፕ/ር)። ፍሪያት ንምስሳን ዝሕግዝ ምርምር መመሓየሺ ዓሌት ብምግባር እቲ…