ድሕንነት መገዲ ንምምሕያሽን ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻር ብቖራፅነት ክስራሕ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብብርኪ ሃገር ድሕንነት መገዲ ንምምሕያሽን ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻርን ብቖራፅነት ክስራሕ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ኣብ መላእ ሃገር ንዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲ ትካላት መገዲ ክልል…