ቢዝነስ ኣብ ትግራይ ሃገር ለኸ ባዛር፣ ኤግዚቢሽንን ሲምፓዝየምን ደኣንት ክካየድ ኢዩ Desta Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሃገር ለኸ ባዛር፣ ኤግዚቢሽንን ሲምፓዝየምን ደቀቕቲን ኣናእሽቱን ትካላት ንግዲ(ደኣንት) ካብ 18 ክሳብ 27 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። "ደኣንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ገላን ጉራ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ጀሚረን Desta Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ዝተመረቓ ኣብ ገላን ጉራ ዝርከባ ሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ጀሚረን። እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘጀመሩ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ(ዶ/ር) ኢዮም። እቶም ሓላፊ፥ ተምሃሮ ንምምሃር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዘርኢ ምጥፋእ ጠመተ ዝገበረ ናይ ፅልኣት ዘረባ ንምግታእ ሓበራዊ ፃዕሪ ንክግበር ፃውዒት ቀሪቡ Desta Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘርኢ ምጥፋእ ጠመተ ዝገበረ ናይ ፅልኣት ዘረባ ንምግታእ ሓበራዊ ፃዕሪ ንክግበር ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዳማ ዴንግ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝተሳለጠ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምክልኻል ምጥፋእ ዘርኢ ዝተሳተፉ ኣዳማ ዴንግ፥ ኣብ 1994…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ፍርያት ምፍራይ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ካፒታል ዝተሃነፀ ፈላማይ መፍረዪ ቴራናይት ዝኾነ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ምህርቲ ምምራት ጀሚሩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ስነ ዝተመረቐ ፍብሪካ ቴራናይት ሰላም፤ ኣብ ትግራይ ፈላማይ ቴራናይት መፍረዪ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ድርድር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ጄኔቫ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ትካል ንግዲ ዓለም ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ድርድር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ተካይዶ 5ይ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ስታርት ኣፕ ኣፍሪካ ኣብ ኣልጄሪያ ኣልጀርስ ይካየድ ኣሎ። ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፍልጠት፣ ኢኮኖሚ፣ ስታርት ኣፕን ማይክሮ ኢንተርፕራይዝን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴንማርክ ንኢንሼቲቭ ክሌማዊ ለውጢ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ Desta Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዴንማርክ ንኢንሼቲቭ ክሌማዊ ለውጢን ሓምለዋይ ኣሰርን ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ሚኒስትር ገንዘብ እታ ሃገር ኒኮላይ ዋመን ገሊፆም። ሚኒስትር ገንዘብ ኢትዮጵያ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ዴንማርክ ኒኮላይ ዋመን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት ሰባት ንምምሕያሽ ልዑል ትኹረት ሂብና ንሰርሕ ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህይወት ሰባት ንምምሕያሽን ተረባሕነት ነበርቲናን ንምርግጋፅን ልዑል ትኹረት ሂብና ንሰርሕ ኣለና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ሎሚ መዓልቲ…
ቴክኖሎጂ መጥቃዕቲ ሳይበር ብኸመይ ምቁፅፃር ይከኣል? Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጥቃዕቲታት ሳይበር ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምቁፅፃር ከምዝከኣል ይንገር፡፡ ካብ ሞንጎ እዞም ሜላታት መቆፃፀሪ መጥቃዕቲታት ሳይበር ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ሓሙሽተ ሜላታት ከምዝርከቡዎም ሓበሬታ ምሕደራ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ የመላኽት፡፡ ንሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቢዚነስ ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ልኡኽ ኣብ ምግጥጣም መኪና፣ ምፍራይ ናውቲታት ሕክምና፣ ንግዲን ካልኦት ተዛመድትቲ ዓውዲታትን ንምውፋር…