ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት ብሬል ዝተሰናደአ ኣዋጅ ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዋጅ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ቁፅሪ 1333/2016 ብቋንቋ ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን ብብሬል ተሰናዲኡ ንዓይነ ስዉራን ዜጋታት ንኣገልግሎት ቀሪቡ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ እዋን÷ እቲ ኣዋጅ ብብሬል ንኽሰናዳእ ዝተገበረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ቡምባ 28 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Desta Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሱዳን ዋና ከተማ ካርቱም ኣብ መዐደሊ ነዳዲ ተወርዊሩ ብሰንኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ቡምባ 28 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ካልኦት 37 ሰባት እወን ቆሲሎም። ክፍሊ ሃንደበታዊ ሓደጋ ደቡብ ካርቱም ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብዙሕ ንብረት እውን ዓኒዩ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም፡፡ ልኡኻት መማኸርቲ ምትእስሳር ንግዲን ኢኮኖሚን ቻይና ኣፍሪካ ምስ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ምስ ትካላት ለኣኽቲ ቡን ተዛቲዮም፡፡ ልኡኽ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕ፥ ኣሜሪካ ንዩክሬን እትሀብሮ ደገፍ ክቕንሱ ከምዝኽእሉ ተሓቢሩ Desta Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓዱሽ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፥ ኣሜሪካ ንዩክሬን እትሀብሮ ደገፍ ክቕንሱ ከምዝኽእሉ አፍሊጦም። ትማሊ ምሸት ምስ ጣቢያ ቴሌቪዥን ኤንቢሲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ናብቲ ቤተ መንግስቲ ምስተመለሱ ኣብ መንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ህፁፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ካብ ካሳንችስ ንልምዓት ዝተልዓሉ ኣብ ገላን ጉራ ዝተሃነፀን ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ዝጅምርን ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ ኣብ ውሽጡ እንታይ ዝሓዘ ኢዩ? ኣብ 1200 መንበሪ ኣባይቲ 6500 ነበርቲ ዝሓዘ መንበሪ መንደር ኢዩ። 1 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ቀረብ ዓውዲ ግብርና ቴክኖሎጂምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፃ Desta Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ቀረብ ዓውዲ ግብርና ቴክኖሎጂ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰተር ቼክ ሪፐብሊክ ማሪያን ጁርካ ብምትሕብባር ኣብ ዝስርሑ…
ስፓርት ኣርሰናልን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፉልሃም ኣብ ሜዳኣ ንኣርሰናል ኣተኣናጊዳ ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ናይ ፉልሃም ሸቶ ራኡል ሂምኔዝ ከምኡ እውን ናይ ኣርሰናል ድማ ዊሊያም ሳሊባ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተኻየዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 20 ቢሊየን ብር ከምዝመሰብሰቡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅዋዕ መተኣኻሐቢ እቶት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝነበሮ ናይ ሓደ ዓመት ፃንሒት ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ተመሓላሊፉ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቼክ ሪፐብሊክ ምስ ቤተ መፃፍቲ ኣብርሆት ከምትሰርሕ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼክ ሩፐብሊክ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ቤተ መፃፍቲ ኣብርሆት ቀፃልነት ዘለዎም ስራሕቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ማሪያን ጁሬስካ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ዝበረታታዕ ውፅኢት ከምዝመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊባ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣልጄሪያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 3ይ ኮንፈረንስ ስታርታፕ ፓን ኣፍሪካ በቶም ሚኒስትር…