ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ መሰረተ-ልምዓት ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፕሮግራም ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ርኡይ ዕቤት ከምዘመዝገበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ “ንኣፍሪካ ዘላቒ ዕቤት ዝኾውን ጥንኩርን ንኹሉ ዘሳትፍን መሰረተ-ልምዓት ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር ኣፅደዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ስሩዕ ኣኸኼባ ዝቐረበሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ረቂቕ ተወሳኺ በጀት ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሜዳሊያ ፕሬዚዳንታዊ ትሕብብር ተበርኪቱሎም Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሜዳሊያ ፕሬዚዳንታዊ ትሕብብር ኣበርኪተሙሎም። ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ርክብ ፖሊስ ንፖሊስ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ዶብ ዘለል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሐዚ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ስሉጥ ምዕባለ እንበር ሚሊዮናት ዝሃልቁሉ ታሪክ ጥምየት ኣይኮነን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ስሉጥ ምዕባለ እንበር ሚሊዮናት ዝሃልቁሉ ታሪክ ጥምየት ከምዘይኮነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 1977 ብድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ተዘይሙ ዜጋታት ድጋፍ ዝተኣከበሉ ‘Do they…
ስፓርት ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት እንትካየዱ ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ስሎቫን ብራቲስላቫ ምስ ኤ ሲሚላን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ብናልፍ ምስ ሚኒስትር ህንፀት ሰላም ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ጎድኒ ንጎድኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሳላም ብሚኒስትር ህንፀት ሰላም ደቡብ ሱዳን እስቴፈን ፖን ኮል ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ከባቢ ዶብ ክልቲአን ሃገራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ዝወስዶ ሓላፍነት ኢዩ – ጁባላንድ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ሓላፍነት ከምዝወስድ መንግስቲ ግዝኣት ጁባላንድ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ጁባላንድ ኣብ ሶማሊያ ቅልውላው ንምፍጣር መንግስቲ ፌዴራል እታ ሃገር ዘይተገበአ ምንቅስቓስ እናገበረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካቢነ እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ምቁራፅ ተዅሲ ክግበር ዝቐረበ ስምምዕ ጠሚቱ ክዛተ ኢዩ Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢነ ሚኒስትራት እስራኤል ምስ ዕጡቕ ጕጅለ ሒዝቦላህ ዝካየድ ዘሎ ተፃብኦታት ዝምልከት ግዝያዊ ምቁራፅ ተዅሲ ንኽግበር ሎሚ ከምዝራኸብ ተገሊፁ። እቲ ዝሕሰብ ዘሎ ምቁራፅ ተፃብኦታት ንፈለማ 60 መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ምስሓብ ሓይልታት እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ህንዲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ህንዲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንበዲ ፍሰሃ ሻወል ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ህንዲ ዶውፓዲ ሙርሙ ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ካብ ፕሬዚዳንት ታዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 403 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 6 ክሳብ 12 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 403 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ተታሒዞም፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ክዳውንቲ፣…