ኣብ ከባቢ ደጃች ውቤ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ደጃች ውቤ ሰፈር ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ፡፡
እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ትካል ስራሕ ኮንስትራክሽን ቻይና ጃንጉዜ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ኮሚሽን ኣመራርሓ…