Fana: At a Speed of Life!

10ይ ፎረም ከተማታት ካብ 6 ክሳብ 10 ሕዳር ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ፎረም ከተማታት "ዕቤት ከተማታት ንልህቀት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ሎጊያ ክካየድ ኢዩ፡፡ ካብ 6 ክሳብ 10 ሕዳር ኣብ ዝካየድ ፎረም፤ ልዕሊ 150 ከተማታትን ልዕሊ 10 ትካላት ንግዲን ከምኡ እውን…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ‘ሲቢኢ ኣብ ኢደይ’ ዝተብሃለ ዲጂታል ኣገልግሎት ዕቋርን ልቓሕን ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 'ሲቢኢ ኣብ ኢደይ' ዝተብሃለ ዲጂታል ኣገልግሎት ዕቋርን ልቓሕን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ ስነ ስርዓት ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኤፍሬም መኩሪያን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላትን ተረኺቦም።…

መበል 90 በዓል መዓቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝቕፅል 21 ሕዳር ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 በዓል መዓቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝቕፅል 21 ሕዳር ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ፡፡ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ ንሓይሊ ኣየር…

መዝገበ ቃላት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዝሓዘ መፅሓፍ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዝገበ ቃላት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብቋንቋ ኣምሓርኛን ብኢንግሊዝኛን ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ መዓልሪ ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፣ፕሬዚዳንትኣካዳሚ ሳይንስ ኢትዮጵያ በላይ ካሳ (ፕ/ር)፣ ምሁራንን…

ጥዕናይ “ጤንነቴ” ዝተብሃለ ናይ ሞባይል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ቀረብ መድሓኒትን ተበፃሕነት ኣገልግሎት ጥዕናን ንምቅልጣፍ ጥዕናይ “ጤንነቴ” ዝተሰመየ ናይ ሞባይል መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ስነስርዓት ምረቃ እቲ መተግበሪ ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 26 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ብሚኒስትር ዲኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር)ን ተሳቲፎም፡፡…

ጉባኤ ፖሊሲ ምሕደራ መሬት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሸድሻይ ጉባኤ ፖሊሲ ምሕደራ መሬት ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዝርከብ ማእኸል ኣኼባ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ መሓዙት ትካላት መውፃእቲ ፖሊሲ፣ ተመራመርቲ ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት…

ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ስርናይ ውፅኢታዊ ተሞክሮኣ ኣብቲ ዞባ ንምስፋሕ ቆራፅ ኢያ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ አብ ልምዓት ስርናይ ዘመዝገበቶ ዓወት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምስፋሕ ተሞክሮኣ ንምክፋል ቆራፅ ኢያ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። መበል 19 ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዞባዊ መድረኽ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ…

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ስግግር ቴክኖሎጂ ኣብ ምቅልጣፍ ሸርፊ ወፃኢ እናትረፈ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ብዝተጠናኸረ ኩነታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምትካእ ሸርፊ ወፃኢ እናድሓነ ይርከብ ም/ሥራ ፈፀሚ ስራሕ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ግሩፕ፡፡ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ብሸርፊ ወፃኢ ዝኣትዉ…

ዜጋታት ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ንምስግጋር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ካብ ድኽነት ንምውፃእ ብዝተወገኑ ስራሕቲ ብዙሓት ዜጋታ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ተሰጋጊሮም ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ዓ.ም ልምዓታዊ…