ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣገልግሎት ሓዋላን ፍቓድ ዘይብሎም ኣመሓላለፍቲ ትካላትን ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣገልግሎት ሓዋላን ፍቓድ ዘይተውሃቦም ትካላት ኣመሓላለፍቲ ገንዘብን ዕላዊ ገይሩ።
ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፤ ሕብረተሰብ፣ ኣባላት ዲያስፖራን ዓማዊልን ፍቓድ ዘይብሎም ተወከልቲ ምትሕልላፍ ገንዘብን…