መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ንመበል ካልኣይ እዋን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ።
ስነስርዓት ኣወሃህባ እቲ ሽልማት ኣብ ከተማ ዱባይ ከምዝተሳለጠ ተሓቢሩ።
እቲ ሽልማት ብገልፍ ሃገራት ነዝወሃቡ…