ከንቲባ ኣዳነች ንካዛንቺስ ብሓባር መሊስካ ምልማዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጠሚተን ምስ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንካዛንቺስ ብሓባር መሊስካ ምልማዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጠሚተን ምስ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲየን።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣዲስ ኣበባ ምችውቲ ከባቢ መንበሪ ንምግባር ኣብ ዝተጀመረ ስራሕቲ…