ቢዝነስ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 479 ሺሕን 830 ቶን ዝተፈላለዩ ፍርያታት ብምልኣኽ ካብ…
ስፓርት ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ክብረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትር ብምስባር ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ሳን ሲልቬስተር 2024 ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ሓዱሽ ክበረወሰን ብምስባር ታዊቱ፡፡ ኣትሌት በሪሁ ነቲ ርሕቐት 26 ደቒቕ 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ክብረ ወሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ንከካይድ ኣተሓሳሲቡ Desta Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ንከካይድ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቦርድ ዝሃቦ መግለፂ ሙሉእ ትሕዝትኡ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህወሓት ብመሰረት ምዝገባን ስነ ምግባር ምርጫን ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ምሕደራን ቁፅፅርን ኣገልግሎት ጥዕና ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ንሕብረተሰብ ኣገልግሎትን ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ ዝበሎ ኣዋጅ ምሕደራን ቁፅፅርን ኣገልግሎት ጥዕና ብሓደ ተቓውሞ፣ ትሽዓተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ መበል 13 ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንዘኽብሩ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንዘኽብሩ መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር "ኣብ ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2025 ንዘኽብሩ ቤተሰብ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ሃገራዊ ሲምፓዝየምን ኤግዚቢሽንን ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ተኸፊቱ Desta Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ሃገራዊ ሲምፓዝየምን ኤግዚቢሽንን ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኸፈተ ዕላዊ መኽፈቲ ስነ ስርዓት፥ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳሪሕታትን ምህርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ፕሮጀክት ህንፀት ጣቢያ ሬዲዮ ማሕበረሰብ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠወን ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ጴጥሮስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ጂቡቲ ናይ ዝነብሩ ዜጋታት ሕቶታት ንምምላስ ከምዝሰርሕ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኮሚዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ተዛቲዮም፡፡ በዚ ድማ ኣብ ጂቡቲ ክህነፅ ብዛዕባ ዝተሓሰበ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ሓገዝ፣ ብዛዕባ መሰል ዜጋታት፣ ሃገራዊ ፃውዒታትን እዋናዊ ጉዳያትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክረምታዊ ዝራእቲ 320 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክረምቲ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ክሳብ ሕዚ 320 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን ከበደ ላቀው ከምዝበሉዎ፤ ኣብቲ ፍርያት ዘበን ብኩታ-ገጠም ዝለምዐ…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ጋንታታት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕን ሜትሮ መሕንኩሎን ስጉሚን ተግባራት ሜዳን ጋንታታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ዝላ ብራኸ ደቂ ኣንስትዮ÷ ኣትሌት ፓች…