ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን ኢትዮጵያ ዘርኢ መካነ-ርእይ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ29 ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ዘርኢ መካነ-ርእይ (ፓቪሊየን) ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ተመሪቑ ተኸፊቱ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት ቀንዲ ዓውዲ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ኢዩ፥ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፃሚ ኣካላት ገምጋም ኣፈፃም መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017 ዓ.ም ሎሚ ምግምጋም ከምዝተጀመረ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ማዕቐፋት ህንፀት ትካላት ብዝተሰርሐ ሪፎርም ብዙሓት ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕ ኪሎ ዋት ዘፈልፍል ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሊበን ወረዳ ቆልማዮ 2 ሺሕ ኪሎ ዋት ዘፈልፍል ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)፣ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣቑሑት ላቦራቶሪ ፎረንሲክ ተበርኪቱሉ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሩፕ ዣንገባኦ ሁዋን ቻይና ግሩፕ ብዙሓት ኣቑሑት ላቦራቶሪ ፎረንሲክ ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣበርኪቱ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብሓገዝ ዝተበርከቱ ኣቑሑት ዝተረከቡ እንትኾኑ÷ እቲ ኩባንያ ንዝገበሮ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ሰለስተ 83 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ሰለስተ 83 ነጥቢ 8 ሚኢታዊ ከመዝበፅሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ 120 ሜጋ ዋት ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ክህልዎ ተሓሲኑ እናተሃነፀ ዝርከብ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ብዕፃን ጨረታን ተዓዲሎም ነባሪ ዘይኣተወሎም ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣበይ በፅሐ? Desta Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕፃን ጨረታን ተዓዲሎም ነባሪ ዘይኣተወሎም ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲን ኣባይቲ ንግዲን “ንዘይሕጋዊ ተግባር ይውዕሉ ኣለዉ” ብዝብል ቅርታ ይቐርብ ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብቲ ጉዳይ መሰረት ብምግባር ብዝገበሮ ምፅራይ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንኹሉ ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መልክዑ ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር፣ ኣብ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ንኹሉ ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መልክዑ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን እቲ በዓል ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ተፃዋታይ ጋንታ ቦሩሺያ ዶርትሙንድ ኔቬን ሱቦቲች ኣብ መቐለ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ጋንታ ቦሩሺያ ዶርትሙንድን መስራትን ኣካየዲ ስራሕን ፋውንዴሽን ዌልፌየር ኔቬን ሱቦቲች ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ ኣቲዩ። ኔቬን ሱቦቲች ብትካሉ ኣቢሉ ኣብ ትግራይ ዝሰርሖም ፕሮጅክትታት ቀረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ህዝብታት ትግራይን ዓፋርን ክልቲኣዊ ርክብ ዘጠናኽር መድረኻ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ህዝብታት ትግራይን ዓፋርን ክልቲኣዊ ርክብ ዘጠናኽር ቐፃሊ መድረኻ ኣብ ወረዳ እንደርታ ይሳለጥ ኣሎ። እዚ ቅድም ክብል ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመረሐ ጉጀለ ልኡኽ አብ ክልል ዓፋር ርእሰ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Desta Nov 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017 ዓ.ም ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልኦ፥ ዝተትሓዘ ትልሚ ዝተፈፀመሉ ከይዲ ኣብቲ ገምጋም ክፍተሽ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ዝተረኸቡ…