ብፍራንኮ ቫሉታ ይኣትዉ ዝነበሩ መሰረታዊ ጠለባት ሸቐጣት ብስሩዕ መተኣማመኒ ሰነድ ንግዲ ባንኪታት ንኸኣትዉ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍራንኮ ቫሉታ ይኣትዉ ዝነበሩ መሰረታዊ ጠለባት ሸቐጣት ብስሩዕ መተኣማመኒ ሰነድ ንግዲ ባንኪታት (ኤል ሲ) ኣቢሎም ንኸኣትዉ ከምዝተወሰነ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡
መንግስቲ ኣብ መሰረታዊ ናይ ንግዲ ሸቐጣት ሕፅረት ፍርያት ከየጋጥም…