ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርትና ክንቅይሮም ምስ ዘይግብኡና ታሪካት ፍፁም ቅርሕንቲ ኣይብሉን-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ትማሊ ናይ ስርዓተ መነግስቲ ምምሕዳራት ሓደ ኣካል ኮይኖም መስ ዝሓለፉ ክንቅይሮም ምስ ዘይግብኡና ታሪካት ፍፁም ቅርሕንቲ ኣይብሉን ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስራዓት ዴሞክራሲን ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝካየድ ጉባኤ÷ መራሕቲ ዓለም ለኸን ኣህጉርን መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ዝሳተፉሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕርሻ ኣብ ምዕባይ ዝገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ስምፓዝየም ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ሚንስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን፣ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ፣ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን…
ስፓርት ኢትዮጵያ ብፎርፌ ናብ ቀፃ ዙር ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ብፎርፌ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ፀወተአን ንምግባር መርሃ ግብሪ ወፂኡለን ከምዝነበረ ይዝከር። ይኹን እምበር ዚምባብዌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያትን ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ፓርቲን እናዘተየ ዝቐነየ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባኡ ዛዚሙ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ካብ ዘትኡ ብምብጋስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈን ኣንፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሰልጣኒ ራውዳ ዓሊ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ራውዳ ዓሊ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቲ ፃውዒት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስት ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዚምባብዌ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን በፂሑ Desta Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ኣባል ማእኸላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 11 ደቂ ደቆም 14 ደቂ ደቂ ደቆም ብምርኣይ ኣብ መበል 100 ዓመቶም ዝዓረፉ መራሒ ሃገር Desta Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ትማሊ ኣብ መበል 100 ዓመቶም ከም ዝዓረፉ ተገሊፁ ። ሓረስታይ ፉል ዝነበሩ ካርተር፥ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 100 ዓመቶም ኣኽቢሮም ነይሮም። ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ካብ ካልኦት መራሕቲ እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኩለ መዳይ ወደብን ተርሚናልን ዶራሌ ዑደት ገይሩ Desta Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኩለ መዳይ ወደብን ተርሚናልን ዶራሌ ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ፥ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ወደብ ብዛዕባ ኦፕሬሽን ዘበናዊ ዱኽዒ 2017/18 ምዝታዩ ኣብ ጂቡቲ አብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 499 ሺሕን ተምሃሮ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርሲቲ ንምውሳድ ተመዝጊቦም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 499 ሺሕን ተምሃሮ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርሲቲ ንምውሳድ ከምዝተመዝገቡ ሃገር ለኸ ኣገልግሎት ምዘና ትምህርቲን ፈተናታትን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ኣገልግሎት ሓላፊ ዴስክ ምዝገባ ተፈተንቲ፣ እርማት ፈተናን ምውዳድ ውፅኢት ማዕረፉ ሌሬቦ÷…