Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ መበል ሻድሻይ ደረጃ ሒዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስጋናው ዋቁማ፥ ኣብ ፈረንሳይ፣ ፓሪስ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕቲዮ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር ኢኳዶር እንትትዕወት፥ ኣትሌታት ብራዚልን ስፔንን ድማ ካልኣይን…

መገዲ ቦሌ ንከተማና ብዝምጥን ፅባቐ ዘበናዊ መሰረተ ልምዓታት ብምክታት ብስራትን ተወሳኺ ዓወትን ብምዃን ተዛዚሙ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ በሪ ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያን ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ መገዲ ቦሌ ንከተማና ብዝምጥን ፅባቐ ዘበናዊ መሰረተ ልምዓታት ብምክታት ብስራትን ተወሳኺ ዓወትን ብምዃን ተዛዚሙ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ…

በጀት ዓመት 2017 ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 150 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 150 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ። ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎኡ÷ ኣብ በጀት 2017…

ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ሓፈሻዊ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ቀፃሊ ኣንፈት ኣቐሚጡ። ኣብቲ እዋን ዘተ ኮሚሽነር ፖሊስ ጀነራል ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ እቲ ሓራዊ ግብረ-ሓይሊ ኣብ ኢትዮጵያ እናተመሓየሸ ዝመፅአ…

ፓኪስታን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፓኪስታን ናብ ኣፍሪካ መእተዊ ምስ ዝኾነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ብዝበለፀ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻልን ኣቪዬሽንን እታ ሃገር ኣረጋጊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ምክልኻልን ኣቪዬሽንን…

ቤተ-ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምናን ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ-ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይራ። ኣብ መምርሒ ስብከተ ወንጌልን ሃዋሪያዊ ልኡኽቶን እታ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ ነበረ 121 በርሜል ቤንዚን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ብተሽከርካሪት እናተጓዓዘ ዝነበረ ነበረ 121 በርሜል ቤንዚን ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። እቲ ቤንዚን ዝተትሓዘ ንፖሊስ ፌዴራል ዝበፅሐ ሓበሬታ ስዒቡ ብዝተገበረ ክትትል ኣብ ኬላ ዙሪያ ኣዲስ ኣበባ ብመምርሒ…

እዚ ሰሜን ምዕራብ ግቡእን ልኡኽቶኡን ብጅግንነት እናተዋፅአ ዝርከብ ጥንኩር እዚ ኢዩ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ እዚ ሰሜን ምዕራብ ግቡእን ልኡኽቶኡን ብጅግንነት እናተዋፅአ ዝርከብ ጥንኩር እዚ ኢዩ ኢሎም። ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ እዚ ብምዃን ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ኣወጅ ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ኣወጅ ስምምዕነት ልቓሕ ብምምርማር ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼባኡ ዘካየደ እንትኸውን÷ ኣቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ልቓሕ ንምፅዳቕ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ንመፈፀሚ ቀዳማይ ዘላቒ ልምዓትን ኩለመዳይ ፖሊሲ ዕቤት ልምዓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ መርሚሩ…