ኣብ ዞባ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበጽሖም 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ በቲ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን…