ቴክኖሎጂ ብራዚል ኣብ ልዕሊ ኤክስ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ኣልዒላ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብራዚል ኣብ ልዕሊ ናይ ቀደም ሽሙ ትዊተር ናይ ሕዚ ኤክስ ኣንቢሩዎ ዝነበረ እገዳ ከምዘልዐለ ኣፍሊጡ። ብቢሊየነር ኤሎን መስክ ኣብ ልዕሊ ዝመሓደር ኤክስ ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ዝተልዓለ እቲ ኩባንያ 5 ሚሊየን ዶላር ካሕሳ…
ስፓርት ኣብ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ ፅጌ ካሕሳይ ብጁኒየር ደቂ ኣንስትዮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 አዲስ አበባ፣ መስከረም 29፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ 2024 ፅጌ ካሕሳይ ብጁኒየር ደቂ ኣንስትዮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ። ሎማዓንቲ ረቡዕ ብደቂ ኣንስትዮ ጁንየር ውድድር ውልቀ ክሮኖ ሜትር ብምትእንጋድ ዝጀመረ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት ሃፍቲ ማይ ፅኑዕ መርገፂ ከምዘለዋ ተገለጸ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት ሃፍቲ ማይ ዘለዋ መርገፂ ሕዚ እውን ፅኑዕ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 11 ፎረም ዲፕሎማሲን ኮሙኒኬሽንን ማይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብ‘ሃሪኬን ሚልተን’ እናተወቕዐት ትርከብ ፍሎሪዳ ነበርታ ካብ መረበቶም ይወፅኡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ፍሎሪዳ ዘጋጠመ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ንፋስ (ሃሪኬን ሚልተን) ብሚሊየን ዝቑፀሩ ነበርቲ ከባቢኦም ሓዲጎም ክወፅኡ ከምዘገደዶም ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን÷ ፍሎሪዳ ሕዚ ካብ ዘጋጠመ ንላዕሊ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ዝናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኣደባባይ በዓላት ንኸተማና ተወሰኽቲ ፅባቐ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣደባባይ በዓላት ንኸተማና ተወሰኽቲ ፅባቐን መስሕብ ቱሪስትን ኢዮም ክብላ ከንቲባ መምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ኣደባባይ በዓላት ብድምቀት ተኸቢሮም ንኽዛዘሙ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ…
ስፓርት ኮል ፓልመር ብሉፅ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ እዚ ዓመት ተሸላሚ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ኮል ፓልመር ብሉፅ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ዓመተ 2023/24 ብምዃን ተዓዊቱ፡፡ ወዲ 22 ዓመት ኮል ፓልመር ብህዝቢ ብዝተገበረ መረፃ ንተፃዋታይ ጋንታ ሪያል ማድሪዱን ጁድ ቤሊንግሃምን ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ማሕበር ስፔሻሊት ቡን ጃፓን ኣብ ዘሰናደኦ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ዓውደ-ምርኢት ዘጀመሩ ኣብ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን፣ ፕሬዚዳት ማሕበር ስፔሻሊቲ ቡን…
Uncategorized 19 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፉሉ ጉባኤ ዲጂታል ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይን ኣብ ዲጂታል ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ማሕበረሰብ ዘድሀበን ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ካብ 19 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣብ ዲጂታል ጥዕና ዝሰርሑ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚሩ Desta Oct 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ ፓርቲ በልፅግና ጀሚሩ። እቲ ሰልጠና፥ “'የህልም ጉልበት ለእመርታዊ እድገት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ፌዴራል ክሳብ ቀበሌ ዘለዉ 24 ሺሕን 851 ኣመራርሓ ኣብቲ ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፍልሰተኛታት መፅለሊት ኢያ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Oct 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፍልሰተኛታት መፅለሊት ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል…