ሚኒስቴር ሰላምን ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያንን ኣብ ሃገራዊ ህንፀት ሰላም ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያን ኣብ ስራሕቲ ሃገራዊ ህንፀት ሰላም ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም።
ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስን ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ…