ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሓሙሽተ ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ገንዘብ ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን እቲ ባንኪ ብውልቆም እናገበሩዎ…