ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበታ ኤፍ-16 ተዋጋኢት ጄት ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣሚና
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበተን ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ሓንቲ ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣፍሊጣ።
ዩክሬን ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳሞት ስራሕ ኣሜሪካ ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ካብ ምዕራባውያን ብሓገዝ…