መርሃ ግብሪታት ንፅህቲ ኢትዮጵያን ሓምለዋይ አሰርን ጥዑይ ዜጋ ንምፍጣር ወሰንቲ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪታት ንፅህቲ ኢትዮጵያን ሓምለዋይ አሰርን ጥዕንኡ ዝተሓለወን አፍራዪን ዜጋ ንምፍጣር መሰረት ዘንብሩ ወፍሪታት ከምዝኾኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።
ምቹው መንደርን ንፅህቲ ሃገርን ምፍጣር ዜጋታት ተመሓላለፍቲን…