ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 36 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት…