ልዕሊ 130 ሚሊየን በዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ተኸልኪላ ምፅንሓ ልክዕ ኣይኮንን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልዕሊ 130 ሚሊየን በዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ተኸልኪላ ምፅንሓ ልክዕ ኣይኮንን ኢሎም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት እናካየዱ ዝርከቡ…