ስፓርት ኣርባዕተ ፀወታታት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ክካየድ እዩ mizan mekonen Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኤውሮፓ 16 ንምፅንባር ዝካየድ ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ ክካየድ እዩ። ምሸት ሰዓት 5 ፖርቹጋላዊ ክለብ ቤንፊካ ኣብ ሜድኡ ንሪያል ማድሪድ ኣብ ስታድዮ ዳ ሉዛ ከተአንግድ እያ። ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምዕባል ጉዕዞ ኢኮኖሚ ቱርክዬ… mizan mekonen Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሞንጎ ኣውሮፓን ኤስያን ስትራቴጂካዊ ህላወ ዘለዋ ቱርክዬ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ክፍለ ዘመን ብዘተግበረቶም ኢኮኖሚያዊ ምምሕያሻት ኣብ መበል 17 ዝዓበየ ኢኮኖሚ በዓልቲ ዋና ንምዃን ኣብቒዑዋ። ኣብ 2001 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘተኣናገደቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምድላው ጎስጓስ ምረፁኒ ፓርቲታት ብልፅግናን ኢዜማን… Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግናን ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ)ን ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምድላው ጎስጓስ ምረፁኒ ገይርና ኢሎም። ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እናተፈተነት ትርከብ ሪያል ማድሪድ… Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓያል ጋንታ ስፔን ሪያል ማድሪድ ሻውድድር ምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ብሓዱሽ ኣቀራርባ ብመልክዕ ሊግ ምክያድ ካብ ዝጅምር ንደሓር ኣብቲ መድረኽ እናተፈተነት ትርከብ፡፡ ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 እቲ ውድድር ብሓዱሽ ኣቀራርባ ምክያድ ኣብ ዝጀመረሉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ኤርዶሃን… mizan mekonen Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኢስታንቡል ከንቲባነት ክሳብ መሪሕነት ሃገር ዝተጓዓዙን ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1954 ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ዝተወለዱ ኤርዶሃን ናብ ፖለቲካ ዓለም ዝተፀምበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ረመዳን ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክነሕልፎ ይግባእ – ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ወርሒ ረመዳን ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክነሕልፎ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ። ወርሒ ረመዳን ኣመልኪቶም መግለፂ ዝሃቡ እቶም ፕሬዚዳንት÷ ንመላእ ማሕበረሰብ ሙስሊም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)9ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ፎረም “መፃኢ ግዘ ኣፍሪካ ብፋይናንስ ምድጋፍ፣ ስራሕን ኢኖቬሽን ንዘላቒ ትራንስፎርሜሽን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ቀንዲ ዕላማ እቲ ፎረም ቢዝነስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ እተሃንፅን ትመርሕን ክትከውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዘበን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ተመልካቲት ጥራሕ ዘይኮነስ እቲ ዓውዲ እተሃንፅን ትመርሕን ክትከውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ማእኸል ፈጠራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂያዊ ጉልበት ሃፍቲ ማይ ንኣፍሪካ ዝገለፀት ኢትዮጵያ… Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ሓፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ትካላትን ሰብ ሞያ እታ ኣህጉርን ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ኣተኣናጊዳ ኢያ። ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መቐመጢት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘደንቕ ለውጢ ከተማና ነቶም ጉባኤታት ልዑል ሞገስ ኮይኑ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምህዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተቐባላይነታ ጋሻ ኢትዮጵያዊያንን ዘደንቕ ለውጢ ከተማናን ነቶም ጉባኤታት ልዑል ሞገስ ኮይኑ ኢዩ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን 2ይ ጉባኤ…