ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለዶ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ክግንዘብ ንምኽኣል … mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምሁራን ሓዱሽ ወለዶ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማይ ዘለዎ ግንዛበ ንምዕባይ ኣብ ስርዓት ትምህርቲ ክሕገዝ ኣለዎ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክፍሊ ምህንድስና ማይ ተመራማሪን መኮንን ኣያና (ፕ/ር) ማይ ህይወትን መባፅሕ ብልፅግናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ኣንቃሕቲን ፅዕንቶ ፈጠርቲን ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግዲኦም ክዋፅኡ ይግባእ mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራት ምዕራፍ ዘተን ዝሳተፉ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበረሰብ ኣንቃሕቲ ወኪላት ኣጀንዳ ምትእኽኻብ መድረኽ ዘተ ተጀሚሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ዘገየ ኣስፋው ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ ÷ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኣዩ ዘይምርድዳእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ምትሕብባር ባሕርን ንግድን ምዕባይ ይግባእ – ኣምባሳደር ናሲቦቭ mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ኣብ ኢትዮጵያ ሩስላን ናሲቦቭ ኣብ መንጎ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ምትሕብባር ባሕርን ንግድን ክዓቢ ይግባእ ኢሎም። ኣምባሳደር ናሲቦቭ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ኣዘርባጃን ወደብ ዘይብላ ሃገር ዋላ እኳ ተኾነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ፥ መሰረት ኣታዊ መንግስቲ ብምስፋሕ ወፃኢ ንምሽፋንን ዝተረጋገዐ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምርግጋፅን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብያተ ህንፀት ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተመሓይሹ-ኮሚሽነር ብርሃኑ ኣዴሎ Desta May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብያተ ህንፀት ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ምምሕያሹ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብርሃኑ ኣዴሎ ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፥ ኣብ ላዕለዋይ ሓለዋ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ዑደት ገይሮም። ኮሚሽነር ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፍልሰት ንምቁፅፃር ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ብተፈጥሮ ይኹን ሰብ ስራሕ ምኽኒያታት ዘጋጥም ፍልሰት ንምፅናዕን ንምቁፅፃርን ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኔትዎርክ ሓለዋ ቀጣናዊ ከባቢ ምብራቕ ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለዩ…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 11 ሆቴላት በዓል ሓሙሽተ ደረጃ ኮኾብ ረኺቦም mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣብ ዘካየዶ ደረጃ ምደባ ሽዱሽተ ሓደሽቲ ሆቴላት ሓዊሱ 40 ሆቴላት ኣብ ውሽጢ ደረጃ ኮኾብ ኣትዮም፡፡ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ደረጃ ኮኾብ ውሽጢ ዝነበሩ 15 ሆቴላት ድማ ብዝተፈለየ ምኽንያት ኮኾበን ተወሲዱዎም፡፡ ካብቶም ደረጃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 700 ዜጋታት ተመሊሶም mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ውሽጢ ዝነበሩ 700 ሰባት ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም ኢሉ፡፡ ውሃቢ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ሎሚ ሰሙናዊ መግለፂ ከምዝበልዎ÷ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰልጠንቲ ሰመር ካምፕ ፀገም ዝፈትሑ ምህዞታት ምስራሕ ክኢሎም mizan mekonen May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ሳይንስን ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነት (ኢንሳ) ኣብ ሰመር ካምፕ ስልጠና ዝወስዱ ሰገናት ፀገም ዝፈትሑ ምህዞታት ምስራሕ ክኢሎም። ሰልጠና ምርካቦም ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፤ ብዝረኸብዎ ስልጠና መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ኤም ፖክስ ከይዛመት ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ Gebremariam Weldegerima May 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ሕማም ኤም ፖክስ (Mpox) ከይዛመት ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን፡፡ እተን ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዘበለኦ÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምምሕዳር ከተማ ሞያሌ ብሕማም ኤም ፖክስ ካብ…