ክሳብ ሐዚ ኣብ መዋእለይ ከም ባሌ ዝበለ ኩሉ ነገር ኣብ ሓደ ዝሓዘ መሬት ርእየ ኣይፈልጥን -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰሪሕና ንኻልኦት ምሕጋዝ እናተገበአና ንሕና ዘለናሉ ኩነታትን ዝተውሃበና ነገረን ሓቢሩ ኣይኸይድን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓ…