ከይዲ ፍርያት መዓድን ሓለዋ ከባቢ ብዘኽብር ኣገባብ ክኻየድ ይስራሕ ኣሎ – ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከይዲ ፍርያት መዓድን ሓለዋ ከባቢን ተረባሕነት ነበርቲን ብዘኽብር ኣገባብ ክኻየድ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፡፡
ካብ 12 ሃገራት ተወከልቲ ዓውዲ መዓድንን ተዋሳእቲ ዓውዲ መዓድን ኢትዮጵያ…