ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንትን ውልቀ ንምጥንኻር ቆራፅ ኢያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንትን ውልቀ ንምጥንኻር ቆራፅ ኢያ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። እቶም ሚኒስትር ገንዘብ፥ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ብፁእነቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን÷ “ኢትዮጵያ ብኣፃብዕቲ ካብ ዝቑፀሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኳታርን ናይ ኢንቨስትመንት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኳታርን ኣብ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ኳታር መዘነኦም ቢን ኣህመድ ኣል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ዘለዋ ግደ መሪሕነት ዝነኣድ ኢዩ- ጋቪ Desta Oct 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ዘለዋ ግደ መሪሕነት ዝነኣድ ኢዩ ኢሉ ጥምረት ዓለም ለኸ ክታበት(ጋቪ)። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ጥምረተት ክታበት(ጋቪ) ሳኒያ ኒሽታር ኣብ ዓውዲ ጥዕና…
ስፓርት ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ Desta Oct 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ነቲ ውድድር ብ1 ሰዓትን 01 ሰኮንድን 21 ማይክሮ ሰኮንድን ኢዩ ዛዚሙዎ። ብደቂ ኣኒስቲዮ ድማ ኣትሌት መስከረም ማሞ መበል ሳልሳይ…
ስፓርት ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ተዓዊታ Desta Oct 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኔዘርላንድስ ኣምስተርዳም ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ተዓዊታ። ብርቱካን ወልዴ ኣብቲ ውድድር መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዝዛዘመት እንትትከውን ኣትሌት መቅደስ ሽመልስ ድማ ሳልሰይቲ ኮይና። ነቲ…
ቢዝነስ ምልክት ቋንቋ ንምስፋሕ ግቡእ ጠመተ ንክግበር ተሓቲቱ Desta Oct 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምልክት ቋንቋ ንምስፋሕ ግቡእ ጠመተ ንክግበር ተሓቲቱ። ዓለም ለኸ ሰሙን ምስማዕ ዝተስኣኖም “ብዘይኣፍልጦ ምልክት ቋንቋ ሰብኣዊ መሰላት ምስማዕ ዝተስኣኖም ክኽበሩ ኣይኽእሉን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዓለም ንመበል 67 ግዘ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምትሕብባርን ዲፕሎማሲን ጥራሕ ዝረጋገፅ ፍትሓዊ ተረባሕነት ማይ ናይል Desta Oct 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍትሓዊ ተረባሕነት ማይ ናይል ብምትሕብባርን ዲፕሎማሲን ጥራሕ ኢዩ ዝረጋገፅ ኢሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ፡፡ ኣምባሳደር ዘሪሁን ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Oct 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዞባ ባሌ ኣብ ዝነበረና ናይ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ባሌ፣ ወረዳ ደሎ መና ብሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣቢሉ ዝተጀመረ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም። እቲ ፕሮጀክት ሩባ ወልመል ብመስኖ ብዝግባእ ብምጥቃም መፍረያይነት…