ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ ተዘዋዊሩ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝተዘዋወረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መዛዘሚ ፈተና ሬሚዲያል (መከሓሓሲ) ትምህርቲ ካብ 3 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝዓነወ ኢንዳስትሪ ትግራይ ዳግም ንምህናፅን ሓዱሽ ኢንቨስትመንት ንምስሓብን ደገፍ ፋይናንስ የድሊ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ኢንቨስትመንት 9 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኮምሽነር ኮምሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሃና ኣርኣያ ስላሌ፣ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝዘታየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ኢዩ፡፡ ንስሩዕ ወፃኢታት መንግስቲ ፌዴራል፣…
ቢዝነስ ኣገልግሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዋደደ ስርዓት መረዳእታ ዝጠመተ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት የካይድ ኣሎ Desta Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዋደደ ስርዓት መረዳእታ ዝጠመተ ዘተ ምስ ኮሚሽን ጉምሩክ፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዩኒሴፍን የካይድ ኣሎ። እቲ ፕሮጀክት፥ ቅድመ ሐዚ ዝነበረ ዝተበታተነ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ብዝተዋደደን ስሩዕ ዝኾነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 260 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ተዋፊሮም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረብ 260 ቢሊየን ብር ዘመዝቡ 233 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስራሕ ከምዘውዐሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ በዚ ድማ ን75 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሓውዜን ጣቢያ ሞዙተይ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 19 ሰባት ድማ ጉደኣት በፂሑ። እቲ ሓደጋ መርዑት፣ አዕርኽቲን ዓጀከብቲን ኣሳፊራ ካብ ዓዲ ሑፃ ዝተብሃለ ከባቢ ናብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብኔ መሰረተ ልምዓት ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ቀረብ ማይ መስተን መስኖን ዑደት ኣሳሊጡ Desta Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብኔ መሰረተ ልምዓት ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ቀረብ ማይ መስተን መስኖን ዑደት ከምሳለጠ ሓቢሩ ። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ቢሮ ትራንስፖርትን መጓዓዝያን፣ በዓል መዚ መንገድታት ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ኣል ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ፋይናንሲንግ ጥዕናን ስሩዕ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ-ልኡኽ ስዑዲ Desta Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ ክብል ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ስዑዲ ዓረብ ገሊፁ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብ ቢሸፍቱ ዝርከብ ትካል ኣፍራዪ ቀለብ እንስሳት ኣለማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን10 ሺሕ መናእሰይ ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ኣሎ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን10 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ሽዱሽተ ዩንቨርስታት ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ ዝካየድ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ጃይካ፣ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ፣ ሱሚቶምን ትካል ቴክኖሎጂ ዕዳጋን…