ብጄኔራል ኣበባው ዝተመርሐ ልኡኽ ጂቡቲ ኣቲዩ ኣብ መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ጂቡቲ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ንምርካብ ጂቡቲ ኣቲዩ።
እቲ ክብረ በዓል ሚኒስትር ምክልኻል ጂቡቲ ሓሰን ኦመር መሓመድ ሓዊሱ ላዕለዎት…