ትካላት ዴሞክራሲ ናፃን ዘይሻራዊን ብምዃን ሃገራዊ ሓላፍነተን ክዋፅኣ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ዴሞክራሲ ናፃን ዘይሻራዊን ብምዃን ሃገራዊ ሓላፍነተን ክዋፅኣ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣገንዚቦም።
'ግደ ትካላት ዴሞክራሲ ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ’ ብዝብል ርእሲ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢን…