Fana: At a Speed of Life!

ፌደራል ፖሊስ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ቀይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ቀይሩ። ሓላፊ ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ ፖሊስ ፌደራል ሓጋዚ ኮሚሽነር እሸቱ ፊጣ፤ ንልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ግልጋሎት ዝፀንሐ ናይ ፌደራል ፖሊስ ሰሌዳ ተሸከርካሪ ዝተዘበራረቐን ንፁር ዘይኮነን ከምኡ…

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኒውካስል …

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ካራባኦ ካፕ ፍርቂ ፍፃመ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ፀወታ መልሲ ከካይዳ እየን፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ኣቕናዓ 2ብ 0 ዝተዓወተት ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዌምብሌይ ኣቭ ዝካየድ ፀወታ ሎሚ…

ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ሽርክና ንምዝማድን ንምልማዕን ድልውቲ ኢያ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ሽርክና ምስ ዓለም ንምዝማድን ንምልማዕን ድልውቲ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። በቢዓመቱ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ዱባይ ዝሰናዳእ ጉባኤ ዘተ መንግስታት ዓለም ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ መድረኽ ኣብ…

ብሔራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ንጨረታ 70 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን ከምዝቐረበን ኣብቲ ከይዲ 19 ባንኪታት ከምዝተሳተፉን ብምሕባር÷ 8 ባንኪታት ኣብቲ ጨረታ ከምዝተዓወቱ ገሊፆም። ኣብቲ ጨረታ…

ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ቀይሕ ባሕሪን ኢትዮጵያን ተፈላሊዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ ኣብ…

ንኢትዮጵያ ንምጉዳእ ንባንዳታት ብገንዘብ ዝሕግዙ ሓይሊታት ይሃልዉ እምበር ኣይኽእሉዋን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ንምጉዳእ ንባንዳታት ብገንዘብ ዝሕግዙ ሓይሊታት ስለዘይኽእሉዋ ንሳቶም እንትኸስሩ ንሕና ጉዕዞና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ…

ሎሚ ዘበን ዝካየድ ምርጫ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን  መንግስቲ  ይሰርሕ ኣሎ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝካየድ ምርጫ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ሓቛፊን ከምኡ’ውን ካብ ዝሓለፈ ምርጫ ዝሓሸ ንክኸውን መንግስቲ ጠንኪሩ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ…

ኣፈላላይና ብሓይሊ ጥራሕ ናይ ምፍታሕ ልምምድ ብስእነት ሰላም ንክንነብር ካብ መንጎ ዝገበሩና ሓደ ኢዩ -ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብስእነት ሰላም ንክንነብር ካብ መንጎ ዝገበሩናን ካብዘይተፈላለናዮምን ምኽኒያታት ቀዳማይ ካብ ጥንቲ ሒዝናዮ ዝመፃእና ኣፈላላይና ብሓይሊ ጥራሕ ናይ ምፍታሕ ልምምድ ኢዩ  ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ቤት ምኽሪ…

ንባንኪታት ወፃኢ ዕድል ምሃብ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ቴክኖሎጂን ልምዲን ክረክብ ዝገብር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪታት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳተፉ ምግባሩ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ቴክኖሎጂን ልምዲን ሒዙ ዝመፅእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት ኣጓዓዒዙ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሰባት ኣጓዓዒዙ ኢሎም ቀዳናይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኣብ ዓውዲ…