ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ናይዚ ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእ ዝፍልፍል ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ን21 ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእን ዝፍልፍል ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝበሎ÷ ግብፂ…