ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 460 ሚልየን ብር ዝተፈላለዩ ህንፀት ስራሕቲ መሰረት ልምዓት ይሳለጡ ኣለው
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 460 ሚልየን ብር ዝተፈላለዩ ህንፀት ስራሕቲ መሰረት ልምዓት ይሳለጡ ኣለው።
እቶም ዝህነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣስታት 63 ዓይነታት እንትኾኑ፥ ካብዚኦም ኮብልስቶን፣ መገድታት ፀፀር፣ መፋስስ ተረቋሕቲ ኢዮም።…