ስፓርት ኔዘርላንድስ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔዘርላንድስ(ሆላንድ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ። ኔዘርላንድስ ምስ ሮማንያ ኣብ ስታዲያም ኣሊያንዝ ኣሬና ሰዓት 1 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ። ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ምስ ዝርከብ ቢሮ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ንምብራቕ ኣፍሪካ ዕቑር ሓይሊ እተዋፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ራያ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ Desta Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ራያ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ትምህርቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ልዕሊ 300 ተምሃሮ 25 ሰነ 2016 ዓ/ም የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ንሳልሳይ ግዜ ዘመርቕ ዘሎ እንትኸውን፥ 255 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ 72 ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ራያ ሎሚ መዓልቲ ህንፃ መምሃሪ ክፍሊን መምበሪ ተምሃሮን ኣመሪቑ Desta Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ራያ ሎሚ መዓልቲ ህንፃ መምሃሪ ክፍሊን መምበሪ ተምሃሮን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ድኤታ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣቦ መንበር ስራሕ ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ራያ ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር)፥ ከምኡ ውን ፕሬዚዳንት ራያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ጊዚያዊ ውፅኢታት ዝተረፉን ዳግምን ምርጫ የረጋገፅ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዓፋር፣ ሶማሌን ማእከላዊ ኢትዮጵያን ናይ ዝተገበሩ ዝተረፉን ዳግምን ምርጫ ጊዚያዊ ውፅኢታት የረጋገፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ኦፕሬሽን እቲ ቦርድ ብሩክ ወንድወሰን፥ ኣብተን ማእከላት…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝተረፈ 5 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ Desta Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 7 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብምኽኒያት ምምሕያሽ ሲስተም ብመሰረት ዝተፈጠረ ፀገም ብዘይኣግባብ ካብ ዝተወሰደ ገንዘብ ዘይተመለሰ ዝተረፈ 5 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብቲ እዋን ብዘይኣግባብ ተወሲዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኩባንያ መዓድን ኢትኖ ኮቦ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ዝርከብ ኩባኒያ መዓድን ኢትኖ ኣኮቦ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ኣብቲ ዑደት እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ርአሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም እቲ ዞባ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተት ትርከብ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተት ከምትርከብ ተገሊፁ። ልኡኽ ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ወታደራዊ ድልዉነት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ሓበራዊ ዘተ የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀንዲ ተግባራር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀንዲ ተግባራር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ። - ትካላዊ መስተጋብር ብምፍጣር ለምዲታት ምውሳድን ንከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝረብሑ ቅድመ መፅናዕቲ ምክያድን እቲ ኮሚሽን ብመሰረት ዝተጣየሸሉ ኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014 ዓንቀፅ 9 (2) ቅድሚ ሐዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ናይ 4 ውፅታት ፈጠራ መሰል ፓተንት ተዋሂቡዎ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ውፅታት ፈጠራ ካብ በዓል መዚ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ መሰል ፓተንት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ነቲ ኢንስቲትዩት ዝተውሃበ መሰል ፓተንት÷ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ቴክኖሎጂ መሰረት ዘገበሩ…