ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ብሄራዊ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ቻይና ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ብሄራዊ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ቻይና ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ኣብ ዘለዉ ኣማራፂታት ዘድሀበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን…
ስፓርት ሎሚመዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ግጥማት ክካየዱ እዮም Desta Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ኣብቶም ሎሚመዓልቲ ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ክልተ ግጥማት ክካየዱ እዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ፒያሳ ናብ ኣራት ኪሎ፣ ሜክሲኮ ሳር ቤት ዝተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኮሪደር ርእዮም። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ÷ ዝተትሓዙ ኣጀንዳታት ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ቀሪቡ ዝቐረቡ ኣጀንዳታት መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ ብምፅዳቕ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንመበል ሳልሳይ ዙር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ Desta Jul 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንመበል ሳልሳይ ዙር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ 13 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናይ ፅዋዕ ንሕንሓ ኣጠናኺራ፡፡ መቻል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሽመልስ በቀለ፣ ኣህመድ ረሺድ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)ን በረከት ደስታን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ዝኸፍአ ኲናት ክፅበያ ኢዩ – ኢራን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ወታደራዊ መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ከቢድ ግብረ መልሲ ክፅበያ ኢዩ ክትብል ኢራን ኣጠንቂቓ። ኢራን እዚ ዝበለት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ኣብ ትሕዝቶ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሰፊሕ ወታደራዊ ወፍሪ ንምክያድ ከምዝተዳለወት ምግላፃ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማየ ዝኾነ ኣህጉራዊ ፌስቲቫል ፋሽን፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ሸነን ኣፍሪካ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ብምፅናሕ ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተዛዚሙ፡፡ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ሓዊሱ ሚኒስትር…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ መበል 29 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ኣኽሱምን ቦንጋን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰለጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ተመረቕቲ ተምሃሮ ብኮምፒውተር…