ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዝሰርሖም ስራሕቲ ከምእትድግፍ ገሊፃ Desta Apr 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዝሰርሖም ስራሕቲ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኮሚሽነር ተመስገን ጥላሁን ምስ ኢኮኖሚክ ካውንስለር ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ካውንስለር ያንግ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ማእኸይ ኢትዮጵያ ን658 ተኣረምቲ ሕጊ ይቅርታ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ማእኸይ ኢትዮጵያ ን658 ተኣረምቲ ሕጊ ይቅርታ ከምዝገበረ ርእሰ ምምሕዳር እንዳሻው ጣሰው ኣፍሊጦም፡፡ ይቅርታ ዝተገበረ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኸበረ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ አል ፈጥርን መፃኢ በዓል ፋሲካን ምኽንያት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበሬታታት ሳተላይት ብምጥቃም ስራሕቲ ምርምር ይስርሑ ኣለዉ – ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ-ስፓሻልን Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታታት ሳተላይት ብምጥቃም ስራሕቲ ምርምር እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ-ስፓሻልን ገሊፁ። ኣብ ዓውዲ ጂኦ-ስፓሻል ንትካላት ሓበሬታ ተበፃሒ ክገብር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምስ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ኢንስቲትዩት ተዛቲዩ፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዱባይ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ኣብታ ከተማ ኣብ ምንቅስቓስ ከቢድ ፅዕንቶ ከምዘሕደረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ዱባይ ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብታ ከተማ ኣብ ምንቅስቓስ ከቢድ ፅዕንቶ ከምዘሕደረ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ናብ ኢንተርናሽናል መዕርፎ ነፈርቲ ዱባይ ዝሚወስድ መገዲ ሓዊሱ ኣውራ ጎዳናታትን መንበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ናይጄሪያ ኣብ ዓውዲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰብሞያን ዘካተተ ልኡኽ ናይጄሪያ ኣብ ዓውዲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ። እቲ ልኡኽ ካብ ልውውጥ ልምዲ ብተወሳኺ÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳታት ኣቢቹ እኛኣን ቅምቢትን ብበኩታ ገጠም እናለምዐ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌደራል ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ሩሲያ ከተማ ሞስኮ ኢዩ እናተኻደ ዝርከብ፡፡ እቲ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕስና ምግቢ ዜጋታት ንምርግጋፅ ሓገዝ መሓዙት ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ መንግስቲ ጃፓን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ጠሚቶም ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ሂሮ ሺባታ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ልምዓት ፍርያት ሩዝ፣ ዕምበባ፣ ኣትክልቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ኩባንያ ጀርመን ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ትካል መተሓበባሪ ቢሮ ጀርመን (ኣይ ኤፍ ኢ) ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሙ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ÷ መተሓባበሪ ቢሮ ጀርመን ዕድል ስራሕ ንምውሳኽን ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነ ዘሕለፈሎም ጉዳያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- ኣቐዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ…
ስፓርት ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክልተ ናይ መልሲ ፀወታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣርሰናል ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ማንቸስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ዘካይደኦ ናይ መልሲ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም። ጋንታ ባየርን ሙኒክ ምስ ኣርሰናል ኣብ ኣብ…