ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሔራዊ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም። እቲ ኮሚሽን ዝተውሃቦ ልኡኽ ንምዕዋት ዘካይዶ ዘሎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ መርሃ ግብሪ ሚሳኤል ኢራን ሓዱሽ ማዕቐብ ንኽንበር ፃውዒት ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ትፅቢት ዘይተገበረሉ መጥቃዕቲ ኣብ ግዝኣታ ምብፅሑ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ መርሃ ግብሪ ሚሳኤል ኢራን ሓዱሽ ማዕቐብ ንኽንበር ፃውዒት ኣቕሪባ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ናይ መልሲ ስጉምቲ ክትወስድ ኢያ ብዝብል ብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ልውውጥ ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽንን ቁፅፅር ዶብን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ዋና ዳይሬክተርኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ጂቡቲ ሰዒድ ኑህ ሃሰን ዘቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም። ብኢንስቲትዩት…
ስፓርት ኣብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ሎሚ ምሽት ካብ ዝግበሩ ክልተ መርሃ ግብሪ ፀወታታት÷ ጋንታ ባርሴሎና ኣብ ሜዳኣ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ዠርሜይን ተተኣናግደሉ ፀወታ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ዘቲዮም Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ሼክ መንሱር ቢን ሙስሰላም ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ምባል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይራ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ። እቲ ደገፍ ብባንኪ ልምዓት ጀርመን ኣቢሉ ዝተለገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ደገፍ ዝተገበረለን፥ ንሆስፒታል ዓይደር፣ ስፔሻላይዝይድ ሆስፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብሙሉእ ዓቕመን ናብ ስራሕ ዝተመለሳ ትካላት ልዑል ኣፈፃፅማ ስራሕ የመዝግባ ኣለዋ Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ካብ ዝተለሞ ዓመታዊ ኣታዊ 169 ሚኢታዊት ዕውት ከምዝገበረ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ዓበይቲ ስራሕቲ እናሳለጠ ከምዝኾነ ኣብቲ በዓል መዚ ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኪሮስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኖም Desta Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ ካብ ደጃች ውቤ ብኣፍንጮ በር ናብ ራስ መኮንን ድልድል ካብ ባሻወልዴ ችሎት ብቱሪስት ሆቴል ራስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ካፋ ወረዳ ጨና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሓሙሽተ ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 13 ሰባት ጉድኣት ከምዘጋጠመ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ካብ ዋቻ ናብ ቦንጋ…