Fana: At a Speed of Life!

ሃረሬታት ዘበርከቱዎ ሓድጊን ክብሪን ዶብ ተሳጋሪ ሃፍቲ ኮይኑ ኢዩ – ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃረሬታት ዘበርከቱዎ ሓድጊን ክብሪን ዶብ ተሳጋሪ ሃፍቲ ከምዝኾነ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ገሊፆም። ብወገን ሃረሬታት ብድምቀ ዝኽበር ድሮ በዓል ዒድ ሸዋል ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ምኽባር ጀሚሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ዝዓነወ ስርዓት መረዳእታ ጥዕና ምጅማር ይግባእ-ዶክተር ኣማንኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ምጥንኻር መባእታዊ ክንክን ጥዕናን ስነ ተዋልዶን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ኣሳሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ኣማንኤል ሃይለኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፉዎ መልእኽቲ፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ…

ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታን ዘረባታት ፅልኢን ይጋደድ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታን ዘረባታት ፅልኢን ይጋደድ ኣሎ ክብል በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ምውዛዕ ስኑዕ ሓባሬታን ዘረባታት ፅልኢን ዘለሉ ኩነታት ዝጠመተ ፀብፃብ መፅናዕታዊ ዳህሳስ ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ እቲ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ሓቲቶም። ኣብ ጃፓን ዘሎ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ ሴሚናር ነግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ-ጃፓን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ሰነድ ኣልባ ዜጋታት ናይ ምፍላይን ሰነዳት ጉዕዞ ብእዋኑ ክበፅሖም ናይ ምግባርን ስራሕ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩ ሰነድ ኣልባ ዜጋታት ናይ ምፍላይን ሰነዳት ጉዕዞ ብእዋኑ ክበፅሖም ናይ ምግባርን ስራሕ ከምዝስራሕ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣፍሊጡ፡፡ ብዋና ዳይሬክተር እቲ ግልጋሎት ሰላማዊት ዳዊት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩን እታ…

በዓል ዒድ ሸዋል ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢትን ፌስቲቫልን ባህሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ሸዋል ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢትን ፌስቲቫልን ባህሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃረር ተኸፊቱ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽፋት እቲ ዓውደ ምርኢትን ፌስቲቫልን ባህሊ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትር…

ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤ ምስረታ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ቀይሕ መስቀል ሰብ ተኮር ስራሕቲ ኣብ ሰብኣዊነትን ቅንዕናን…

ብሪክስ ኣማራፂ ዓለም ለኸ ስርዓት ገንዘብ ክፈጥር ኣለዎ – ኣምባሳደር ቻም ኡጋላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኣማራፂ ዓለም ለኸ ስርዓት ገንዘብ ክፈጥር ኣለዎ  ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ  ሩሲያ ቻም ኡጋላ ገሊፆም። ኣምባሳደር ቻም ኡጋላ ምስ መራኸቢ ሓፋሽ እታ ሃገር ዝኾነ ኣርቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኢኮኖሚአን ንምጥንኻር…

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ቡንን ሻህን ገሊፁ። ኣብ ማእኸላይን ምብራቕን ሓደሽቲ ዕዳጋታት ከምዝተፈጠሩ እውን ምክትል ዋና ኣዛዚ እቲ በዓል መዚ ሻፊ ኡመር ተዛሪቦም። ብመሰረት እዚ እወንታዊ ውፅኢት…

ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ሙሁራን ተዛሪቦም። ኣብ ዩንቨርስቲ ሲቪል ሰርቪስ ተመራማሪ ፋይናንስን ፖለቲካል ኢኮኖሚን ደጀኔ ማሞ (ዶ/ር)፥ እቲ ንግዲ ንሰብ…