ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴንማርክ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፖሊሲ ልምዓት ዴንማርክ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ፖሊሲ ልምዓት ዴንማርክ ኣን ሜት ኪጀር ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 10 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ስራሕቲ ፅገና መገዲ ተወጊኑ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት 10 ቢሊየን 356 ሚሊየን 19 ሺሕን 307 ብር እዋናዊን ስሩዕን ስራሕቲ ፅገና መገዲ ከምዝተሳለጠ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ንስራሕቲ ፅገና ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ገንዘብ ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራንን እስራኤልን ካብ ጎንፂ ንኽዕቀባ ውሕመ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኢራንን እስራኤልን ናብ ኲናት ክኣትዋ ይኽእላ ኢየን ብዝብል ስግኣት፤ ንባዕለን ንኽቆፃፀራ ሓቲቱ፡፡ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ትማሊ ኣብ ዘካየዱዎ ህፁፅ ኣኼባ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ደብዳብ ኣየር ስዒቡ እቲ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ድጋፍ 60 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ Desta Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩኤስኤአይዲ) ንኢትዮጵያ ድጋፍ 60 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ “ፊድ ዘ ፊውቸር ኢትዮጵያ ሃይላንድስ” ንዝተብሃለ መርሃ ግብሪ መጣየሺ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። 120 ሺሕ ንዝኾኑ ብሴፍቲኔት ንዝተመረቑ…
ቢዝነስ ንሰብ ሞያ ዓውዲ ቡን ሞዛምቢክ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Desta Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ሰብ ሞያ ዓውዲ ቡን ሞዛምቢክ ብበዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቶም ሰልጠንቲ ቅድም ክብል ብባሬስታ፣ ምጥዓመን ምቑላውን ቡን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብዚ ካልኣይ ዙር ድማ በፍላይ ብምጥዓመን ምቑላውን ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጄኔራል ኣበባው ኣመራርሓታት ፅንፈኛ ሓይሊታት ናይ ምልቃም ስራሕ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓካዓካሪቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ፅንፈኛ ሓይይሊን ብምስባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ዞባ ሰሜን ሸዋን ኣንፃራዊ ሰላም ምዕሳል ተኻኢሉ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕንወት ኢኮኖሚ ብስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ንምስላጥ ኣብ ሃገራዊ ትልሚ ብምክታት ይስራሕ ኣሎ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Desta Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ዝምራሕ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣበነጋ እንትበፅሕ፥ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። አብቲ ጉባኤ÷ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስት፣ ኣምባሳደራት፣ ተወከልቲ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላት ትካላትን ተረኺቦም። ብብርኪ ኣህጉርን…
ጥዕና ኣብ ትግራይ ልዕሊ 4.5 ኪሎ ሕበጥ ካብ ሓንቲ ወላዲት ብመጥባሕቲ ተወጊዱ Desta Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መባእታዊ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ሓውዜን ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ኪሎ ሕበጥ ብመጥባሕቲ ከምዝወፅአ እቲ ሆስፒታል ሓቢሩ። እቲ ዘጋጠመን ሕበጥ ብመጥባሕቲ ዝወፅአለን ጓል 45 ዓመት ወይዘሮ ለተብርሃን ሃይሉ ነባርነተን ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ ምይይጥ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን፣ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን ማሽነሪ ሰብ ዋና…