ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ልዕሊ 26 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 26 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምኣከበ ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕ ዘፈር ፋይናንስ እቲ ትካል ኣይተ ደመረ ኣሰፋ ከምዝገለፁ÷ እቲ ኣታዊ ካብ መሸጣ ሓይሊ፣ ካብ ክራይ ፋይበር ኦፕቲክስን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪታት መተንፈሲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተኸፍቶም ተወሰኽቲ 2 ሺሕን 800 ሜኪ ማይ ብሰከንድ ምፍሳስ ጀሚሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪታት መተንፈሲ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተኸፍቶም ተወሰኽቲ 2 ሺሕን 800 ሜኪ ማይ ብሰከንድ ምፍሳስ ከምዝጀመሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣን ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፤ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ስራሕ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ትማሊ ስራሕ ከምዝጀመሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣበሲሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ግድብ ህዳሰና ትማሊ ሳልሳይን ራብዓይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ተተኺሎም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝነበረ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ እዚ ዓመት፤ ኣብ ሓንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ተተኺሎም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝነበረ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምዝዛም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምስ ተፈጥሮ ንኽንተዓረቕ ዘኽአለ ኢዩ – ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምስ ተፈጥሮ ንኽንተዓረቕ ዘኽአለ ከምዝኾነ መተሓባበሪ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ኣብ መላእ ሃገር እናተኻየደ ዝርከብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ኣብ ከተማ መቐለ ኤግዝብሽን ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ኤግዝብሽን ኣብ ከተማ መቐለ ተኸፊቱ። እቲ ኤግዚብሽን÷ ማሕበር ደቂ ኣንሰትዮን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሰራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንኽሕገዝ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ኣሰራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንኽሕገዝ እናተሰርሐ ምዃኑ ላዕለዋይ ኢታዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዋና መምርሒ መራኸቢን ኢንፎርሜሽንን ማዕቢሉ ኣብ ስራሕ ዝወዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካን ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካን ናርዶስ በቀለ…